English
Open in Telegram
አአቅሌስያ ተንስኢ 🌼

አቅሌስያ ተንስኢ 🌼

@aqlessia · channel · indexed since 2026-09-30
638subscribers
211average post reach
33.1%ER — reach to subscribers
4posts in 30 days
Active channel: 4 posts in the index in 30 days, reach ≈33% of the audience, audience is stable.

About the channel

Description in Telegram

" መንእሰይ ዘይሓዘት ቤተ-ክርስትያን መፃኢ የብላን ፡ ቤተ-ክርስትያን ዘይሓዘ መንእሰይ'ውን መፃኢ የብሉን " '...ፖፕ ሺኖዳ...'
ID1811990336

Key numbers

638
subscribers
24 h±0
7 days±0
30 days−1
211
average post reach
33.1%
ER — reach to subscribers
4
posts in 30 days
≈ 0.1 a day
indexed through Oct 15
Catalog rank: #1 228 449 · #27 in language

Audience

Subscribers 638

history since 2026-10-03
2026-10-032026-11-02
07 days
−130 days
Is this your channel? Show its statistics to advertisersA line for the description or an ad post and a badge for your website — with fresh numbers and a link to this page.ChatCrawlerGet the link and badge

Put the line in the description and the “✓ linked by owner” mark will appear next to the name on the site, in the bot and in the mini app. We re-read descriptions ourselves; to check right away, use “Check the link” in the bot or mini app.

For the Telegram description
HTML for a website
Markdown — README and wikis
BBCode — forums

Posts

Latest posts

✨✨ " ሕልምታተይን ተስፋታተይን ብልበይ ሒዘ ክሳብ ሐዚ ምንባረይ ፤ ንባዕለይ ዓብዩ ተኣምር እዩ። ..ምኽንያቱ ሕዚ ብዘለናዮ መፍርሒ ኹነታት ኣንፃር ፡ ስለኦም ምሕሳብ ዕብደት ይመስል። እንተኾነ ግን ሕዚ ውን ተስፋታተይ ኣጥቢቐ ሒዘዮም እየ። ..ኣብ ዙርያና እዚ ኹሉ ቕትለት ፣ ጦርነት ፣ መሰቀቒ ጭካነ ዋላ'ውን እንተሃለወ ፤ ሐዚ 'ውን ወዲሰብ ብተፈጥርኡ ሓቀኛ ርህሩህነት ኣብ…✨⭐️✨ " ንሕና ምስ እግዚኣብሔር ምዝራብ እንተነቋርፅ ፥ ጭንቀታትና ምሳና ምዝራብ ይጅምሩ።" ✍ Fr. pimen vlad ፀሎት ፥ ማለት ምስ እግዚኣብሔር ምዝርራብ ማለት እዩ። @aqlessia27 👈 ንሕቶን ፣ ርኢቶን✨✨✨ ከም ዝደኸመካ እግዚኣብሔር ይፈልጥ እዩ ፤ ዝኽኣልካዮ ኩሉ ትገብር ምህላውካ ይፈልጥ እዩ። ስለ መፃኢ.. መልሲ ከምዘይብልካ ይፈልጥ እዩ። ንሱ ግን ይርኤካ እዩ ፥ ተስፋ ከምዘይቖረፅካ ይርኢ እዩ። ..ንዓኻ እቅድ ኣለዎ እዩ ፤ መንገዲ 'ውን ከዳልወልካ እዩ። @aqlessia😢..መሕዘኒ ስደታ..! እታ ህፃን ኣዶ በበይ ኾን መንገዳ ሰብ የብላን እዩ 'ሞ ከፅናዕንዕ ክኸዳ ፀሐይ ዘይለመደ ናይ ብርሃን ገፃ ነቲ ልስሉስ እግራ እናሕረሮ ሑፃ ከመይ ኾን ኣኽኢሉ ንስደት ዘቑረፃ። ዋዒ ምድረ በዳ ቁሪ ናይ ሰሃራ ለይቲ ምስ መዓልቲ ረኸበት መከራ ኣራህረሀትኒ ድንግል ኣዶ ጎይታ እንተሰላስሎ መሕዘኒ ስደታ..! ✍ያዕቆብ ሃ. (ነዊሕ እዩ ግን ይፅንሐልና) @aql…✨✨ "ሕይወተይ ንዓይ ቀሊል ኣይነበረን። ነገር ግን ሓደ ነገር ርግፀኛ እየ ፤ ንስኻ ኣብ ጎነይ ከም ዝነበርካ። ...ሐዚ ውን ነገራት ዋላ እንተኸበዱኒ ፡ ንስኻ ኣብ ጎነይ ከምዘለኻ ስለ ዝፈልጥ ኩሉ ጊዜ ዕሩፍ እየ.." ✍ ፖፕ ሺኖዳ @aqlessia27 👈 ንሕቶን ርኢቶን🗣 ስማዕ...👂 " ንቤተ-ክርስትያን ክትረድእ እንተደሊኻ ንኻልኦት ክትእርም ቅድሚ ምሕሳብካ ፡ ንባዕልኻ ተኣረም። ንባዕልኻ እንተድኣ ኣስተኻኺልካ ፡ ሓደ ናይ ቤተ ክርስትያን ኣካል ተስተኻኺሉ ኣሎ ማለት እዩ። ኹሉ ሰብ እዚ ክገብር እንተደአ ኽኢሉ ፡ ቤተክርስትያን ጥዕናኣ ሕልው ይኸውን። ንዘስተውዕል... ኣብ ካልኦት ሰባት ምፍራድ ቀሊል እዩ : ንባዕልኻ ምስትኽኻል ግን ፃዕሪ ይ…All posts →

Similar venues — Christianity

Browse the whole topic «Christianity» →

Archive by month · 39

catalog data as of 2026-11-01 10:44 UTC · How we count →

An open public feed from the search index ChatCrawler — “Google for public Telegram”; refreshed as the venue is crawled. Times are UTC.

Public content only, official Telegram API. About · FAQ · Index limits · Remove a page · Catalog · Search · How we count