English
Open in Telegram
አአግኣዝያን (Agazian tigray)

አግኣዝያን (Agazian tigray)

@hmedul · channel · indexed since 2026-10-03
1 047subscribers
29average post reach
1posts in 30 days
2 657posts in the index
Active channel: 1 post in the index in 30 days, audience is stable.

About the channel

ናይ ትግራይን ኢትዮጵያን ዜናታት፣ ስፖርትን ማሕበራዊ ጉዳያትን።

Description in Telegram

እዚ አግኣዝያን ትግራይ ሚድያ ቴሌግራም ቻነል እዩ!
ID1727336091

Key numbers

1 047
subscribers
24 h±0
7 days±0
29
average post reach
1
posts in 30 days
≈ 0 a day
indexed through Oct 19
Catalog rank: #1 777 003 · #37 in language

Audience

Subscribers 1,047

history since 2026-10-19
2026-10-192026-11-02
07 days
Is this your channel? Show its statistics to advertisersA line for the description or an ad post and a badge for your website — with fresh numbers and a link to this page.ChatCrawlerGet the link and badge

Put the line in the description and the “✓ linked by owner” mark will appear next to the name on the site, in the bot and in the mini app. We re-read descriptions ourselves; to check right away, use “Check the link” in the bot or mini app.

For the Telegram description
HTML for a website
Markdown — README and wikis
BBCode — forums

Posts

Latest posts

🇧🇫 ቡርኪናፋሶ ናይ ፅባቐ ውድድራት ኣጊዳ፣ ብኣብ ክንድኡ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሳይንሳዊ ውድድር ኣተኣታትያ! ቡርኪናፋሶ ኣብታ ሃገር ዝካየዱ ሃገራውን፣ ዞባውን ከባብያውን ውድድራት ፅባቐ ከም ዝኣገደት ተገሊፁ። እቲ ውሳነ ባህላዊ መንነት፣ ማሕበራዊ ክብርታትን ሰብኣዊ ክብርን ንምሕላው ዝተወሰደ ስጉምቲ ምዃኑ ተገሊጹ። 🔬 HAKILI Mousso — ናይ ሳይንስ ውድድር ኣብ ክንዲ ውድ…ጥቅምቲ 1 ናይ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቡና (International Coffee Day) ይኽበር። ☕🌍 እዛ መዓልቲ ንቡና፣ ንሓረስቶት ቡና፣ ንሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ቡናን ባህላዊ ልምድታት ቡናን ንምኽባር ዝውዕል እያ። ☕🌍 ርሑስ ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቡና ንፈተውቲ ቡና🙏 Happy International Coffee Day! 🌍☕ #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያመልእኽቲ ፓትርያርክ ኣቡነ ማትያስ ኣብ በዓል መስቀል ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል መስቀል ደመራ ኣብ ዝሃብዎ መልእኽቲ፣ ኣብ ዓለም ክርስቲያናት እናተሳደዱን እናተቐተሉን ከምዘለዉ ኣመልኪቶም። “ዓለም በብመዓልቱ ክርስቲያናት እናቐተለት እያ” ደም ንጹሃን ክርስቲያናት ክቡር እኳ እንተኾነ፣ ንክርስቲያናት ብዘይፍትሒ ምቕታ…🇸🇦💚 ሃገራዊ መዓልቲ ሳዑዲ ኣረብያ — 23 መስከረም 💚🇸🇦 23 መስከረም ንህዝቢ ሳዑዲ ዓረብያ ፍሉይ ታሪኻዊ ትርጉም ዘለዋ መዓልቲ እያ። 📜 ኣብ 23 መስከረም 1932 ንጉስ ዓብዱልዓዚዝ ኣል ሳዑድ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ዓረብያ ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲ ኣኪቡ፣ ስም ሃገሩ “Kingdom of Saudi Arabia” ብወግዒ ኣዊጁ። እዚ ዕለት ስለዚ፣ ታሪኽ ሓድነት፣ ምስረታ መንግስቲ…ሓይልታት ፀጥታ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 14,782 ዘይሕጋውያን ዜጋታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓሉ ገሊፆም። ካብኦም እቶም 56% ማለት ልዕሊ ፍርቂ ዜጋታት ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ እቶም 43% ድማ የመናውያን እዮም ዝተረፉ 1% ድማ ካልአት ዜጋታት እዮም። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ#ኣማኑኤል ኣማኑኤል ብፍቕሩ ኣይሓደገናን። ንድኹማት ይድግፍ፣ ንዝወደቑ የተንስእ፣ ንዝተሰብሩ ልቢ ይፍውስ። እቲ ዝዓበየ ፍቕሩ ድማ ኣብ መስቀል ኣርእዩና—ህይወቱ ሃበና ምእንቲ ክንድሕን። ❤️ “ኤማኑኤል” — እግዚኣብሔር ምሳና እዩ። ኣብ ሓጎስና ምሳና፣ ኣብ መከራና ምሳና፣ በይንና ኣብ ዝኾናሉ እውን ምሳና እዩ። ✝️❤️ ኤማኑኤል ደስታይን፣ ተስፋይን ሰላመይን እዩ። 🙏❤️ ናይ ል…All posts →

Similar venues — National news

Browse the whole topic «National news» →

Archive by month · 55

catalog data as of 2026-11-01 10:44 UTC · How we count →

An open public feed from the search index ChatCrawler — “Google for public Telegram”; refreshed as the venue is crawled. Times are UTC.

Public content only, official Telegram API. About · FAQ · Index limits · Remove a page · Catalog · Search · How we count