The group is quiet: last message in the index 3 months ago.
About the group
ትምህርቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን መንፈሳዊ ምይይጥን።
Description in Telegram
@እንቋዕ ብሰላም መጻእኹም፣ እዚ ገጽ'ዚ መንፈሳዊ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብዲያቆን ፍጹም ገ/ኢየሱስ ዝቐርበሉ መደብ እዩ። ዕላማኡ መጽናዕት መጽሓፍ ቅዱስን ሰባት መንፈሳዊ ኣፍልጦን ንክህልዎም ዝሕግዝ "ዓውደ መጽናዕቲ" እዩ።
"መጽሓፍ ቅዱስ! ተዓጺፉ ክቕመጥ ዘይኮነ፣ ኣብ ሰሌዳ ልብና ክጸሓፍ'ዩ ተዋሂቡና።
እዚ Group ዝጀመረሉ.ዕለት(19/08/2022) ~ (ግእዝ 13/ነሓሰ/2014)
Key numbers
9 244
members
24 h±0
7 days±0
30 days±0
0
messages in 30 days
indexed through Jul 19
Catalog rank: #2 783 313 · #61 in language
Audience
Members 9,244
history since 2026-10-03
2026-10-032026-11-02
07 days
030 days
Is this your group? Show its statisticsA line for the description or an ad post and a badge for your website — with fresh numbers and a link to this page.
Get the link and badge
Put the line in the description and the “✓ linked by owner” mark will appear next to the name on the site, in the bot and in the mini app. We re-read descriptions ourselves; to check right away, use “Check the link” in the bot or mini app.
For the Telegram description
HTML for a website
Markdown — README and wikis
BBCode — forums
Posts
Latest posts
ልብና ኣይሸበር~ብኣምላኽ ንእመን! ልብና ኣይሸበር~ኣጽዋር ኣምላኽ ንልበስ! ልብና ኣይሸበር~ወንጌል ሰላም ንልበስ! ""ልብና ኣይሸበር~ክርስቶስ ምሳና እዩ።"" 💠ዝተባረኸ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና!!🙏💠 ልብኹም ኣይሸበር!💠 , 📖እግዚኣብሔር ጓሳየይ እዩ፥ ዚጐድለኒ የብለይን።…, "ግብ ዝበለ ጸልማት ብዘለዎ ርባ እኳ እንተ ኸድኩ፥ እግዚኣብሔር ምሳይ ኢኻ እሞ ኽፉእ ኣይፍረህን እየ፥ በትርኻን ምርኩስካን ይሕልዋኒ እየን።(መዝ.23)፨ ➕መእተዊ➕ ✍️ንጉስ ሳኦል ምስ ሕዝቡ! ብፈኸራ ጎልያድ ኣዝዮም ምስ ፈርሑን ተሸበሩን፣ እቲ ዝነኣሰ ሓላዊ ኣባጊዕ ዳዊት ንሳኦል “ሓደ ሰብ እኳ ኣ…✝️"ጴጥሮስ ወጳውሎስ "✝️ እንቋዕ ናብ ክብረ በዓል ጴጥሮስ ወጳውሎስ ብርሃናተ ዓለም ኣብጽሓና! ዓመታዊ ፭ ሐምሌ ቅዱሳን ሓዋርያት ጴጥሮስ ወጳውሎስ በዓል ዕረፍቶም፣ ሰማዕትነት ዝተቀበልሉ ክኸውን ከሎ፣ ከምኡ ድማ ክንጸሞ ዝጸናሕና "ጾመ ሓዋርያት" ንስዕረሉ ክቡር ዕለት እዩ። "አመ በንስሓ ተወልዱ እምጸጋክሙ ወላዲ፤ ተወፈየ መርኆ ሰማይ የማነ ጴጥሮስ ከሀዲ፤ ወመምህረ ወንጌል …✅ ካብ ቅንዕናን ጽቡቕ ግብሪ ዝተበገሰ ብጸላኢውን ክመጽእ ይኽእል እዩ። ✅ፈተና ብሰንኪ ሸለልትነትና ግርህነትን ክመጸና ይኽእል እዩ፣ ካብዚ ፈተና ክንወጽእ ድማ ጸሎት!! 📖ማቴ.6፣13፤ "ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተእትወና። መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘለኣለም ናትካ እዩ እሞ፣ ኣሜን።🙏🙏🙏"ፈተና ኣብ ርእሲ ፈተና" {ቅዱስ ጳውሎስ~ኣብ ደሴት ማልታ} [እዛ ጽሕፍቲ፣ ብምኽንያት "ዘመነ ክረምቲ ከምቲ ድምጺ ዝናም ንሓረስታይ ተስፋን በረኸትን ዝኾነ፣ "ፈተና ኣብ ርእሲ ፈተና" ድማ ከምቲ ሓረስታይ ንመንፈሳዊ ሰብ ናይ ዓወት በረኸቱ ምዃኑ ክንመሃር ኢና።] #መእተዊ፣ "ፈተና" ንበረኸት ምዃኑ ኣሚንካ ጸኒዕኻ ከለኻ፣ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ብስንኪ መርዛም ፈተና ሰባት፣ ንበረ…@ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ፍቁራት ስድራ ኣምላኽ፣ ናይ ሎሚ ትምህርትና ካብዚ ናይ ዕለት መልእቲ እዩ! ኣቀዲምና ነዘን ምዕራፍ ነንብበን።(ግብረ ሃዋርያት፣ 27~28)All posts →Similar venues — Orthodox Christianity
ስ
ስንክሳር ብትግርኛ
ኦ እግዚኦ አርእየነ ትንሣኤሃ ለሃገሪትነ
Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)
⛪ ቃል ኣምላክ ..tube
Maranata🙏🙏🙏 ✝✝@zkreabow07✝
D/n Kibrom Desta (ዲ/ን_ክብሮም_ደስታ)
@snksarTigrinyaaamealtawi
channel2 138 subscriberstiኦ@metkel06
channel1 777 subscriberstiB@BinyamZeChristos
channel2 116 subscribersti⛪@wengiel81
channel1 720 subscriberstiM@zkreabow07
channel1 618 subscriberstiD@D_n_kibrom_desta
channel579 subscriberstiArchive by month · 48
Archive by month
July 2026June 2026May 2026April 2026March 2026February 2026January 2026December 2025November 2025October 2025September 2025August 2025July 2025June 2025May 2025April 2025March 2025February 2025January 2025December 2024November 2024October 2024September 2024August 2024July 2024June 2024May 2024April 2024March 2024February 2024January 2024December 2023November 2023October 2023September 2023August 2023July 2023June 2023May 2023April 2023March 2023February 2023January 2023December 2022November 2022October 2022September 2022August 2022
catalog data as of 2026-11-01 10:44 UTC · How we count →